Untitled by DeepRocket884 - Zonaሽርሒ ሒዝካ ከመይ ጌርካ
ትመርሕ ህዝቢ ኣሚንካ
ክስታይ እእእእ ክስታይ
ምስታይ እናበልካ
ክተናውሕ ኣይትድለ ስልጣንካ
ውረድ ኣይትሓምሰና
ፀገምና ይኣኽለና
ደጊም የብቅዕ
ምልልስ ኣራት ኪሎ
ሓዲኡ ሓዝ
እግርኻ ኣብ ክልተ ኣተንጠልጥሎ
እምነትና ካብ በላዕኻ
ኰንካ ጎደሎ
ክስታይ ክስታይ
እንታይ ንምንታይ
ኣይትበል ካብ ተፈለጠ ሽርሕኻ
ውረድ ከይትዋረድ
መገዛ ፍቃድካ
ዘምፃእኻዮ ለውጢየለን
ኣብ ወንበር ኮፍ ኢልካ
ውረድ ውረድ ክስታይ
ክስታይ ይኽለካ
Details
GeneratedApr 26, 2026
Duration1:22
Languageunknown
Credits
Prompt byDeepRocket884
ModelAria v5.5